ናብ ትሕዝቶ ዝለል
De Voorkamer logo

እንታይ ትጽበ

ናይ ዓረብኛ ቋንቋ ካፊና ሰኑይ ሰኑይ ካብ ሰዓት 19 30 ክሳዕ 21 00 ዝካየድ ሰሙናዊ ንጥፈታት እዩ።

ድሮ ዓረብኛ ትዛረብን ክትለማመድን ትደሊ ዲኻ? ካብ ባዶ ኽትጅምር ትደሊ ዲኻ? ወይስ ዓረብኛ ናይ ኣደ ቛንቋኻ ድዩ? ፍሉይ ላህጃኻን ባህልኻን ንኻልኦት ከተካፍሎም ትደሊዶ?

ተመክሮ ወይ ደረጃ ብዘየገድስ ኵሉ ሰብ ሓንጐፋይ ኢሉ እዩ ዚቕበል። ክትመሃር ክትለማመድ ክትምህር ወይ ከኣ ብቛንቋ ዓረብኛ ኣቢልካ ምስ ካልኦት ክትራኸብ እንተ ዄንካ እዚ ቦታ እዚ ንዓኻትኩም እዩ።

ብኽብረትኩም ኣስተብህሉ፦ እዚ ፍሉይ ኣኼባ እዚ ኣብ A Beautiful Mess (ጆሴፍ ሃይድንላን 2 ዩትሬክት) ኪካየድ እዩ።