ኣበርክቶ ኽትገብር ትደሊ ዲኻ?
ደግፉና
De Voorkamer መኽሰብ ዘይርከቦ ትካል እዩ ANBI-ደረጃ (Algemeen nut beogende instelling = ህዝባዊ ረብሓ ውድብ)። ኵሉ ወፈያታት ብቐጥታ ንእተፈላለዩ ማሕበረሰባት ዩትሬክት ክእለቶም ንምትእስሳር ንምምሃር ንምፍጣር ከምኡውን ንምምዕባል ዘራኽብ ናጻ ፍጻመታትን ንጥፈታትን ይድግፍ። ኣበርክቶኹም ውህደት እንደገና ንምግላጽን ንዅሉ ሰብ ውሕስነት ዘለዎ ቦታ ንምፍጣርን ዕዮና ንምቕጻል ይሕግዘና። ኵሉ ዓይነት ደገፍ ገንዘባዊ ይኹን ካልእ ደገፍ ሓንጐፋይ ኢልና ኢና እንቕበል!

ደግፉና
ዝከኣለካ ወፈያ ግበር
ናይ ሓደ ግዜ ወይ ወርሓዊ ወፈያ ምረጽ።
ንጥፈታትና ወትሩ ብናጻ ክኸውን ኢዩ ደገፍኩም ድማ ብቐጥታ ንማሕበረሰብናን ቦታናን ኣበርክቶ ይገብር።
ብኻልእ መገድታት ክትድግፈና ትደሊ ዲኻ?
ብኻልእ መገድታት ወፈያ ኽትገብር ትደሊ ዲኻ? ምሳና ተራኸብ እሞ እንታይ ክንገብር ከም እንኽእል ክንርኢ ኢና።