ኣጀንዳ
ኣቴሊየር፦ ኮላጅ ዎርክሾፕ - ጽውጽዋይ ፍጥረታት
ካብ መላእ ዓለም ዝመጹ ጽውጽዋያት ፍጥረታት ርኸብ እሞ እንደገና እተጠቕመ ናውትን ናይ ምሕሳብ ክእለትካን ተጠቒምካ ህያው ግበሮም!
ካብ ባህልኻ ፍጡር ክትፈጥር ወይ ከኣ ካብቲ ምስጢራዊ ሳጹን ጽውጽዋያት ክትመርጽ እትኽእል ናይ ኮላጅ ዓውደ መጽናዕቲ ምሳና ተኻፈል። ብዓይኒ ዚርአ መወከሲታት ቅኑዕ ወይ ጌጋ መልሲ የልቦን ፈጠራን ፈተነን ጥራይ!
ኣረጊት መጽሔታት ጋዜጣታት ቍርጽራጽ ዓለባ ወይ ክትጥቀመሉ እትደሊ ዝዀነ ይኹን እንደገና እተጠቕመሉ ናውቲ ሒዝካ ኽትከይድ ትኽእል ኢኻ።
ንዓ ፍጠር፣ ዳህሰስ ከምኡውን ዛንታታት ኣካፍልና!



