ኣጀንዳ
Atelier፦ ሰደቓ ስእልታት × ሓባራዊ ፈጠራ ማሕበረሰብ
ኣብ ናይ ፈጠራ ስእልታት ዓውደ መጽናዕቲ ምሳና ተራኸብ! ተመክሮ ኣየድልን
ብሓባር ክንፈጥር ከለና እንታይ እዩ ዜጋጥመና? እተፈላለየ ናይ ፈጠራ ንጥፈታትን ልምምድታትን ሜላታትን እንምርምረሉ ጸወታ ስእልታት ኣብ De Voorkamer ምሳና ተራኸብ። ብሓባር ኴንና ነገራት ብሓባር ምፍጣር ምትሕብባርን ምትእስሳርን ሓድሽ ሓሳባትን ብኸመይ ከም ዜለዓዕል ክንፈልጥ ኢና።
እቲ ኣኼባ በቶም ጀኒፈር ኩመር ዝስማ ነዳፊ ጸወታታትን ኣምበር ግሮተ እትበሃል ስነ-ጥበባዊት ካብ ሰልኪ ትምህርታዊ ፋውንዴሽንን ክካየድ ኢዩ።
ናይ ምፍላጥ ሃንቀውታን ክፉት ኣእምሮን ጥራይ እምበር ተመክሮ ኣየድልዮን እዩ!



