ናብ ትሕዝቶ ዝለል
De Voorkamer logo
Yetunde Oludare

ብዛዕባ

"ብህይወት ክትነብር ተምሃር ፍሽኽ በል ስሕቕ ከምኡውን ተሓልየል"

ኣብ ዝኸደቶ ዘበለ ጽቡቕ ስምዒት ብምዝርጋሕ ብምትእኽኻብ ብምትሕብባርን ማሕበረሰብ ትሃንጽ

መበቈል ናይጀርያ ዝዀነት የቱንደ መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ሃገራ ሓኪም ስኒ ዀይና ኣብ ኣኼባታትን ስልጠናታትን ትሳተፍ ነበረት። ተፈጥሮኣዊ ማሕበረሰብ ሃናጺትን ማራኺ ኣአንጋዲትን ኰይና ናብ ኔዘርላንድ ካብ እትግዕዝ ኣትሒዛ ዘይንጸል ክፍሊ De Voorkamer እያ። ካብ ነሓሰ 2021 ኣትሒዛ ሰባት ዚራኸቡሉን ኣብ ቤቶም ኪስምዖምን ዚኽእሉሉ ቦታ ብምፍጣር ኣተሓባባሪ ህንጸት ማሕበረሰብ ኰይና ትዓዪ ኣላ። ስራሓ ኣብ ማሕበረሰብ ምሳሕን ድራርን ዘይወግዓዊ ኣኼባታት ኣብ ማእከላት ዕቝባ ከምኡውን ምስ ጐረባብቲ ውድባትን ተበግሶታትን ምትሕብባር ዘተኰረ እዩ።

ምስታ ጕጅለ ተራኸብ